ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንናይ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ብናይ ንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : መቅረባይነት : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለረሽን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 22/9/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሊ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 19 ሳልሳይ ደብሪ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ብመዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406451