ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ፡ ፅሕፈት መሳርሕን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ካብ 23 ግንቦት ክሳብ 7 ሰነ 2008 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 7 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል