ኮሌጅ ሰነ ጥበባት ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 6, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ናይ ፅሬት ኣቁሑት ምልክታ ፕሮፎርማ
| ተ.ቀ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Description | መፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part number | መዐቀኒ Unit | በዝሒ Qantiity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ሳሙና ናይ ከዳን | ደረቖ ቶርያ ı8oግራም | ቑዕሪ | 200 | |||||
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅ ከቐርብ ዝኽእል።
4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን
5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 5/9/2017 ዓ/ም ከሳብ ዕለት 8/9/ 2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።
ኣድራሻ፡- ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም