ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ዓደግራት ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዘለዎ ናይ ግልጋለቶም ዝወድኡ ሐደስቲን ንብረታት : ሞባይላት : ትቦ ብረት : ዲሲ ትቦታት : ጀነሬተራት ሐፂን መፂንን : ካልኦት ብርክት ዝበለ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 6, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ሰለዚ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ይኩን ዘይብሉ ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 5/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 እዚ ጨረታ ዝእክፈተሉ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ዓደግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት

3 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914732413  0904869294  0914208327

ጨረታ መደብ

s