ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክን ናይ ሳኒተሪ ፓምፕን ኣቀሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 1, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 1/9/2017 ዓም ክሳብ 22/9/2017 ዓም ክሳብ 330 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምምፃእ ኩሉ ህዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብምክፋል ክትግዝኡ ምካንኩም ንሕብር
2 እቲ ጨረታ ዕለት 22/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሉ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት