ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 24, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 23 ግንቦት 2008 ዓም ክሳብ 8 ሰነ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት
- ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
- ናይ ወርሒ ሚያዝያ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
- መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 8 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል