ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ በሊዝ ጨረታ ኣብዚ ዓመት ኣብ ሽድሽት ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንራብዓይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 30 ቦታታት  :  ንመንብሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 146 ቦታት  ብጠቅላላ ድምር 76 ቦታታት

2 እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 18/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ እንዳመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

3 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድለይ ዘበለ ብምምላእ ብስፖስታ ዓሺጎም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ

4 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ

ጨረታ መደብ
s