ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2017 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን መቅረባይነትን ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም -

ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
ማርክ ቱ
1Pad Kit04465-yzzf6Pes02
2Shoe kit04495-60080Pes01
3Jack assy09111-60092Pes01
4Wrench09150-60030Pes01
ኮብራ 105
1Cover Assy Clutch31210-36160Pes01
2Disk Assy Cluch31250-60282Pes01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት II No ኮፒ ከቅርቡ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 14/08/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 17/08/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 17/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:20 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ድማ ይኸፈት።

➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድ ሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊኬሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1 ̊ ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ'ዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-01-58/03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s