ቤት ፅሕፈት ግልጋልት ቀረብ ማይ መቀለ ን2017 ዓም በጀት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጫማን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ክጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ:  ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ :  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ኣብ ምድሪ ቤት 1 ክሳብ 2 ወይድማ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 1/8/2017 ዓም ክሳብ 15/8/2017 ዓም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914735845

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s