ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝርከብ ስፍሓቱ 6,580 ሜትር ካሬ ብመበገሲ ዋጋ ብር 6,870,160 (ሽዱሽተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሱሳን) ብግልፂ ጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2017 7:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ም ል ክ ታ

ኣፈ/ኸሰስቲ፦ እኒ ኣብርሃ ሰብሆ

ኣፈ/ተኸሳሲ፦ ኣይተ ሙሉ ሃይለማርያም

ሞንጎ ብዘሎ ኣፈፃፀም ኽርክር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ ተመዝጊቡ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝርከብ ስፍሓቱ 6,580 ሜትር ካሬ መዋሰኒኡ፦ ብሰሜንን ደቡቡን መንገዲ ብምብራቕ ፦ ዘርኡ ገብረሊባኖስ፣ ብምዕራብ-ፕሎት፣ጥቓ ወይ ጎኒ ዳ ጋብር ቤተክርስትያን ዝርከብ ኾይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 6,870,160 (ሽዱሽተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሱሳን) ብግልፂ ጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ፣ ጨረታ ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ 25% ሽዑ ንሽዑ ወድያውኑ ዝኸፍል፣ዝተረፈ 75% ድማ ኣብ ውሽጢ 15መዓልቲ ዝኸፍል፣ሕሉፍ ዕዳ ንኣፈ/ተኸሳሲ ዝምልከት ኾይኑ ናይ ሽም መዛወሪ ብጨረታ ሰዓራይ ዝሽፈን ምዃኑ ፈሊጥኹም ክጫረት ዝደሊ ኣብቲ ገዛን ቦታን ዝርከበሉ ጨረታ ንዕለት 06/09/2017ዓ/ም ካብ ሰዓት 4፡00-7፡00 ንኽካየድ ብከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ስለዝተኣዘዘ ክጫረት ዝደሊ ንኽጫረት ፃውዒት ቐሪቡ ኣሎ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s