ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ሓዉዜን ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ዘገልገለ በዝሒ 500 በዓል 21/2 (ክልተን ፈራቃን)ኢንች ሓፂን ቱቦ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 18, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ዕለት 28/09/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምርካብ ክትጫረቱ ንዕድም
ሐበሬታ
እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ቤት ፅሕፈትና ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ቁፅሪ ስልኪ 0910482064 ኢሎም ሐበሬታ ይረከቡ