ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 19, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ
ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መክፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 19/07/2017ዓ.ም ክሳብ 22/07/2017ዓ.ም ፕሮፎርማ ክትወስዱ ንሓትት። ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንሕብር )
1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሐደስኩምን።
2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።
3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።
4. ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/07/2017ዓ.ም ክሳብ 22/07/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:00 ዝኸፈት ይኸውን።
5 እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኽም ክትወስዱ ትኸዕሉ ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914021835 ምሕታት ይከኣል።
| s/n | Name of Medication | Unit | Quantity | Unit Cost | Total cost | Remark |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Ciproflac+Dexamethasone eye drop | 5ml | 1500 | |||
| 2 | Ketamine Injection | Ampul | 250 | |||
| 3 | Blood Glucose test strip (G mate) | 50 | 100 | |||
| 4 | Dexamethasone eye/ear drop | Each | 600 | |||
| 5 | Adrenalin Injection iv/im | Ampul | 250 |