ትካልና ትግራይ ባዮቴከኖሎጂ ማእኸል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሓፂነመፂንን ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 15, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ጨረታ
ትካልና ትግራይ ባዮቴከኖሎጂ ማእኸል
1. ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሓፂነመፂንን
2. ዝተፈላለዩ ዓይነት ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ
ይደሊ ::
ሰለዚ እቶም ዝሽየጡ ሓፂነመፂን ኮነ ጎማታት ምዕዳግ ትደልዩ ዓማዊልና ኣብ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን ዒላላ ዝርከብ ትካልና ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእኸል ብአካል መፂእኹም ብምርአይ ትዕድግሉ ዋጋ ንፁር መለኪዒ ብምቕማጥ (ኣብነት ብኪሎ ፣ብቑፅሪ ወይ ካልእ መዐቀኒ እንተልዩ ገሊፅኩም) ብፖስታ ዓሺግኹም ክሳብ ዕለት 29/07/2017 ዓ.ም. ሰዓት 3:00 አብዘሎ እዋን ናብ ትካልና ክተቕርቡ ንሕብር::
ተወሳኺ ሓበሬታ ተደሊኹም ብስልኪ ቁዕሪ 0914-73-32-07 ምሕታት ይከአል::
ትካልና ካልእ አማራፂ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ከነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡