ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2' ሰሙን ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ዕንጨይቲ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኸእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 5, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2' ሰሙን ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ዕንጨይቲ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኸእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::

ስለዚ ምስዚ ዝተገለፀ ኣቕርቦት ዕንጨይቲ በቢ 2 ሰሙኑ ናይ ዝተፈላላዩ ዕንጨይቲ ንምቕራብ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ምስ እዙይ ተታሓሒዙ ብዝቐረበ ቅጥዒ መምልኢ ዋጋ ፕሮፎርማ መሰረት ብዝግባእ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ዋጋኹም መሊእኹም

ክትልእኹልና ንዕድም ::

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሒታት

1. ናይ 20 17ዓ/ ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከተቅርቡ ትክእሉ

2. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበረ

3. ኣብ ናይ ዕንፀይቲ ኣቕርቦት ክፍሊት ኣታዊ ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸውን

4. ሓደ ግዜ ዝመለኦ ዋጋ ዋላ ዉን ናይ ዕዳጋ ለዉጢ ይሃሉ ኣይሃሊ ናይ ዋጋ ለዉጢ ብዘይምግባር ን ን6' ወርሒ ከቅርብ ዝክእል

5. እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/07/2017 --- 09/07/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ይኸውን

6. ሳንዱቅ ዝዕሸገለ ዕለት 09/07/2017ዓ/ም ስዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/07/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ይክፈት

7. ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን

8. ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

9. ተወዳዳራይ ሰዓራይ ሙካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል

ጨረታ መደብ

s