ንካልኣይ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣንግል ኣየረንን : ሽት ሜታል :ስኬር ፓይፕ: ቴፍሎን ሮድ :ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 10, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ካሽ ንባንኪ ጋራንቲ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ማለት እዉን ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ኮፒ ወይ ኦርጅናልን ኮፒን ክሳብ ዕለት 2/7/2017 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 2/7/2017 ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085 

ጨረታ መደብ

s