ቤት ፅሕፈት ግላጋሎት ቀረብ ማይ መቐለ ኣብ 2017 ዓም በጅት ዓመት ንበረት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 16, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናመብር ቫት ተመዘጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕድጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ G1 ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 16/5/2017 ዓም ክሳብ 30/5/2017 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335