አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ግልጋሎት ብዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካቤኔ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 5, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክላሪሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 14/5/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት መቁፅፃር ቢሮ ቁፅሪ 3ክሳብ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ወሰኪድኩም ክትጫረቱ ንዕድም

ስለኪ ቁፅሪ  0344406451

ጨረታ መደብ