ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና መለዋወጢ(ስፓር ፓርት) ክዕድግ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና መለዋወጢ(ስፓር ፓርት) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
359011Maintenance Free Battery12 V 100AHpcs05

— ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

— እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

— ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

— ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/ 04/2017 – 24 / 02 /2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ።

— ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 25 /04 /2017 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይኸውን ።

— ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ

መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 /0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።

ጨረታ መደብ