ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገናሕቲ መኪና ዝፍትኑ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ ጨረታ
ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገናሕቲ መኪና ዝፍትኑ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
3. ናይ ሹፌራት ሞያ ስልጠናን ምፍታንን ፍቓድ ከቕርብ ዝኽእል
| ተ/ቁ | ናይ ኣቕሑት ዝርዝር | ዝርዝር መግለፂ ዓይነት ዝፍተኑ ሹፌራት ተፈተንቲ | መለክዒ | በዝሒ ተፈተንቲ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ሹፌራት ፈተንቲ ሰብ ሞያ | 1. መራሒ ዓባይ መኪና /ኣውቶቡስ/ | ብቑፅሪ | 01 | ||
| 2. ገናሒ ማእኸላይ መኪና /ኮስተር/ | ብቑፅሪ | 04 | ||||
መብርሂ፣ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ዝመልአ መቕረባይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝኸዉን ምዃኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ፡፡ ስልኪ ቑፅሪ፣ ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ፡፡
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08/04/2017 ዓ/ም - ዕለት 10/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 6.ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት