ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ ክትዕድግ ትደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፐሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ ክትዕድግ ትደሊ::

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቃሒታት

1. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 02/04/2017ዓ/ም ክሳብ 04/04/2017ዓ/ም ይከውን

2. ፐርፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ ዕለት 04/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ይከውን

3. ፕርፎርማ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 04/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ኮይኑ ተወዳደረቲ ብዘለውዎ ወይ ሕጋውያን ተወከለቲ ኣብ ዘለዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን

4. ዝኣቲ መግቢ ፅርየቱ ሕሉው ኮይኑ ዝነወሐ ናይ ምፅናሕ ጊዜ ዘለዎ ክኮን ይግባእ

5. ካብ እስፐስፊኬሽን ዋፃኢ ብተመሳሳሊ ኢልካ ምምላእ ኣይካኣልን

6. 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s