ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መጋረጃ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2017 4:05 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 23, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መጋረጃ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት

ክኸዉን አለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 23/03/2017 ዓ/ም - 25/03/2017 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ጨረታ መደብ

s