ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ።

2 ናይ ፕሮፎርማ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

3 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

4 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 09/03/2017 ዓ/ም –16/03/2017 ዓ/ም ይከውን::

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 16/03/2017ዓ/ም ልከዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝከፈት ይከውን∶:

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ።

ጨረታ መደብ