ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ከርማል ኦይልን ግሪስ EP2ን ካብ መቅርብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2017 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2017 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዉ ዝግበአኩም ረቆሒታትን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ስለዝተዳለወ እዚ ምልክታ ብሬዲዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 20/3/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ላጪ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕደጋ 200 ቅረሺ እናከፈልኩም ጨረታ ምዕዳግ ከምትክእሉ ይገልፅ