ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሽርክና ማሕበር ( ናይ ሓለዋ ድምቢ ልብሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2017 04:10 ቅ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሽርክና ማሕበር ( ናይ ሓለዋ ድምቢ ልብሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትሳተፉ ትደልዩ ዝስዕብ መስፈርቲ ኣማሊእኹም ንኸትወዳደሩ ትካል ይዕድም ናይቱ ንብረት ዝርዝር መስፈርቲ (ስፔስፊክሽን/ ምስ ጨረታ ሰነድ ተታሒዙ ይርከብ

ክማልኡ ዝግበኦ መስፈርትታት

1/ ናይ 2016 ወይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን IN ምስ ኦርጅናል ዝተመሳከረ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

2/ ናይ መቕረባይነይ ዝተሓደሰ ፍቀድ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

3/ ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝክእል

4/ ተጨራታይ ምስ አሸነፈ ንዘቕርቦ ንብረት ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ሰነድ ክህብ ዝክእል

5/ እቲ ጨረታ መሸነፋይ ምስተፈለጠ መቕረባይ ሰነድ ናብ ኢዱ ምስበፅሖ አብ ውሽጢ 3ተ ናይስራሕ መዓልቲ ናብ ትካል መፅዩ ውዕሊ ከአስር አለዎ

6/ ናይ ጨረታ መክበሪ 10,000 ብር ብስፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

7/ ጨረታ መሸነፋይ ምስተፈለጠ ውዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10% ብስፒኦ ወይ ብካሽ ናይ ምትሓዝ ግዴታ አለዎ

8/ ጨረታ ዝኸፈትሉ ዕለት 29/02/06/1 ሰዓት 4:00 ተጫራታይ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብዝተርኸብሉ ይኸፈት እንተዘይተርኺቡ ብቱ ናይ ትካል ጨረታ ኮሚቴ ይኸፈት

9/ ተጫራታይ ዋጋ ክመልእ ከሎ ኣብቱ መምልኢ ሰነድ ናይ ሓደ ዋጋን ድምር ዋጋን ድልዝ ስርዝ ብዘይብሉ ክምላእ አለዎ ብተወሳኪ ቫት ወይከዓ ቲኦቲ ሓዊሱ ክምላእ አለዎ :: ዓይነት ጨርቂ ትካል ብዘቕርቦ ናሙና ይኸውን

10/ ኣብቱ ዋጋ ዝመላእኹምሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ሽምኩም ፊርማኹም ማህተምኩም ክህልዎ አለዎ

11/ ተጫራታይ ውዕሊ ምስ አሰረ አብ ትካል መፅዩ ናይ ሕድሕድ ዓቐን ባዕሉ ዓቂኑ ይወስድ

12/ ተጫራታይ ካብታ ውዕሊ ዝአሰረላ ዕለት ጀሚሩ እቲ ደንቢ ልብስ አብ ክንደይ ማዕልቲ ሰፊዩ ኣታዊ ከምዝገብር ብግልፂ ከቅምጥ አለዎ

13/ ትካል እቲ ጨረታ ዘየወፅእ ከይኑ እንተረክብዎ ብመሰረት ና ል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ

14/ ንዝበለፀ ሓበረታ ብ 0914178887/091101677 ደዊልኩም ኽትሓቱ ትኽእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s