ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላላያ ዓይነት ኣርማታ ንብረት ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1በዚ መሰርት ክተቅርብ እትክእሉ ተጫረቲን መቅረብቲን ኩሉ ግዜ ካብ 18/2/2017 ዓም ክሳብ 9/3/2017 ዓም ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕደጋ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሕብር