ትካልና ናይ ማይ ቡንቦ መስመራት ሽቃቅን መፅሕቢ ነብሲን ንምፅጋን ዘድልዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብምቅራብ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደልዩ ትካላተ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

1 በዚ መሰረት ዝድልይ ንብረት ናይ ሕድሕድ ነፀላ ዋጋ ብምግላፅ ምዉድዳር ትክእሉ ምካንኩም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃደ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ቅራሕ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 ቴክኒካል ሰነድ ምስዘድሊ መረዳእታ ዋና ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጎም ከቅረቡ አለዎም

4 ፋይናንሻል ሰነድ ምስ ዘድሊመረዳእታ ዋና ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጎም ከቅረቡ አለዎም

5 ናይ ጨረታ መከብሪ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ኣብ ቴክኒካል ሰነድ ወይ ንበይኑ ዓሺጎም ብምቅራብ ከትሕዙ አለዎም

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ቁፅሪ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 31/10/2024 ዓም ኣዲስ አበባ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅረቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ወይ እቶም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልዕክ ሰዓት 4:15 ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

10 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0348400362 /  0344405806

ጨረታ መደብ

s