አብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ብንግዲ ዘፈርኩም ዝተወፈረ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዘበ : መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ተመዝበቲ ዝኮንኩምን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነትን እዚ ግልፂ ጨረታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 9/2/2017 ዓም ክሳብ 18/2/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈለኩም ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም
2 ንፉሉይ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል