ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ክፍሊ ዕደጋ ንብረት ምምሕደርን 100 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/2/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 26/2/2017 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተፃረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0914754215

 ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410085

ጨረታ መደብ