ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቂ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በዚ መሰረት ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ ኣብ ሰዓት ስራሕ ካብ 7/2/2017 ዓም ክሳብ 27/2/2017 ዓም ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

ጨረታ መደብ