ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ስለዝኾነ ፡
• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ
• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
• እቲ ጨረታ ካብ መስከረም 24/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ጥቅምቲ 1/2017 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ጥቅምቲ 1/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028
መተሓሳሰቢ
• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።