ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዘሎ ሳዕሪ ዓፂዶም ንዝወስዱ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዘሎ ሳዕሪ ዓፂዶም ንዝወስዱ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ እቲ ዝዕፀድ ሳዕሪ እውን ዘይርካ ምረኣይ ዝክኣል ኮይኑ እዙ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ትጫረትሉ ዋጋ ብፖስታ ኣሺግኩም ክሳብ ዕለት 04/13/2016 ዓ/ም ክተምፅኡ መክበሪ ጨረታ ብር 2000 (ክልተ ሽሕ ብር) ብቢፒኢ ወይ ድማ ብጥረ ኣታዊ ንክትገብሩ ንዕድም እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት04/13/2016 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት.

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s