ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
ምልክታ 2ይ ግዜ
ፕሮፎርማ ፅገና ናውቲ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
➢ ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
➢ መፍለዪ ቐፅሪ ከፈሊ ግብሪ (TIN Number) ዘለዎን ብመቅረባይነት ዝተመዝበ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎ
➢ ሰዓራይ ቅድሚ ምስዓሩ መክበሪ ውዕሊ ውሕስና ካብ ዘቅርቦ ጠቅላላ ዎጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ(10%) ብጥረ ገንዘብ ወይካዓ cp0 ከትሕዝ ዝክእል
➢ ሳዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መፅዩ ክሰርሕ (ክፅግን) ፍቃደኛ ዝኮነ (ት)
➢ ዝፅገን ንብረት ካብቲ ዝቐረበ 20% ክውስክ ወይ ክቅንስ ይክእል ዝፅገን ንብረት ኣብ ውሽጢ 20መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል
➢ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/12/2016ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ሳዓት 4:00 ተዓፅዩ 28/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:15 ይክፈት
➢ ዝፅገን ንብረት ቤት ትምህርቲ ዝደልዮ መፂካ ብምርኣይ ኮይኑ በቲ ዝወፀ መርኣያ መሰረት ክፍፅም ዝክእል
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
➢ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ
➢ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914765469/0714765469/0945797986
| ሪጋ/ቑ | ሽም ዝፅገን ንብረት | መለከዒ | በዝሒ | ዘድሊ ፅገና | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳነ | ||||||
| 1 | ፎቶ ኮፒ ማሽን | ቑፅሪ | 01 | ፅገና | |||
| 2 | ኮምፒተር | ቑፅሪ | 60 | Software ምፅዓን | |||
| 3 | ላፕተፕ | ቑፅሪ | 05 | Software ምፅዓን | |||
| 4 | ፕሪንተር | ቑፅሪ | 04 | ፅገና | |||
| 5 | መራበሒ ማሽን | ቑፅሪ | 01 | ፅገና | |||
| 6 | ቀለም ምምላእ | ቑፅሪ | 30 | 05A 80A | |||
ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ