ኣብ ኣካዳሚና ሰርቪስ ንምሃብ እትደልዩ ነባራትን ሓደሽትን ሰብ መኻይን ትካልና ን2017 ትምህርቲ ዘመን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ዝርከቡ ተማሃሮና ሰርቪስ ከምቲ ልሙድ ብዝተበታተነ ከይኮነስ ብደረጃ ኣካዳሚ ውዕሊ ኣሲርና ክነማሓድሮ ስለንደሊ ነባራትን ሓደሽትን፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ቑፅሪ ኣ.ሳ.ቴ.ፍ-1/1-2535 /16
ዕለት 14/12/2016 ዓ.ም
ም ል ክ ታ
ኣብ ኣካዳሚና ሰርቪስ ንምሃብ እትደልዩ ነባራትን ሓደሽትን ሰብ መኻይን ትካልና ን2017 ትምህርቲ ዘመን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ዝርከቡ ተማሃሮና ሰርቪስ ከምቲ ልሙድ ብዝተበታተነ ከይኮነስ ብደረጃ ኣካዳሚ ውዕሊ ኣሲርና ክነማሓድሮ ስለንደሊ ነባራትን ሓደሽትን፡-
✓ ን 70 ካሬ
✓ ንላጪ
✓ ብዓይደር - ሓውዜን ኣደባባይ
✓ ዓዲ-ሹምዱሑን - ብላዕለዋይ በሪ ዓይደር - ሓውዜን ኣደባባይ
✓ ዓዲ ሽም-ዱሑን - ብሓዱሽ ኣስፋልት
✓ ዳዕሮ
✓ ዓዲ-ሓ
✓ ኮረኮንች
✓ ቤት ህንፀት
ንዝርከቡ ተጠቀምቲ ዓማዊልና ሰርቪስ ንምሃብ ዝመረፅኩምዎ ከባቢ ብምጥቓስ ንሓደ ተማሃራይ ክንደይ ከምተኸፍሉ ብምግላፅ ብዝተኣሸገ ፖስታ ማመልከቻኹም ክሳብ ዕለት 23/12/2016 ዓ.ም ናብ ንብረት ዕቀባ ክፍሊ ኩሉሻዕ ቅድሚ ሰዓት ካብ 2፡00 ክሳብ 6፡00 ሰዓት ክተቕርቡ ከምትኽእሉ እንዳሓበርና ናይ ክልተ ሰለስተ ከባቢ ዋጋ ምምላእ ዝከኣል ምዃኑ ወሲኽና ንሕብር።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914706759 ደዊሎም ይጠይቑ።