ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ እዞም ዝስዕቡ ናይ ነበርቲ መደቀሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ፣ ናይ መመገቢ ኣቁሑት ፣ ናይ ክሽኔ ኣቁሑት ፣ ናይ ጥዕና ግልጋሎት መዉሃቢ መሳርሕታት ፣ ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሕታትጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ነሓሰ 5, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ እዞም ዝስዕቡ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ
✓ ናይ ነበርቲ መደቀሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት
✓ ናይ መመገቢ ኣቁሑት
✓ ናይ ክሽኔ ኣቁሑት
✓ ናይ ጥዕና ግልጋሎት መዉሃቢ መሳርሕታት
✓ ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሕታት
ተጫረቲ ተማልእዎ ዝግባኣኩም ረቋሕታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ብር 50.00/ሓምሳ ቅርሺ/
3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዝሓለወ ክኮን ኣለዎ
4. ጨረታ ዝሳዓርኩም ኦርደር ካብ ዝዋሃበኩም ዕለት ጀሚሩኩም ኣብ ዉሽጢ 07 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ትገብሩ
5. ተጫረቲ ናይ ባዕልኩም እስፐስፍኬሽን ክተዉፅኡ ኣይግባእን
6. ስርዝ ድልዝ ዝበለ ብቀጥታ ርጀክት ይግበር
7. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
8. ብባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
9. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 03/12/2016 ይከዉን
10. ናይ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 09/12/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማብተመሳሳሊ ዕለት 09/12/2016 ዓ/ም ሳዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን
11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ