ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኤክስካቫተር ሃይድሮሊክ ብሪከር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2016 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 10, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 በዚ መሰረት ክትቀርቡ እትድለዩ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 6/ሐምለ/2016 ዓም ክሳብ 26/ሐምለ /2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ክፍሊ ዕድጋ እቲ ትካል ዘይምለስ 200 ቅርሺ  እናከፊልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ

ጨረታ መደብ