ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ዓመታዊ ኦዲት ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ዓመታዊ ኦዲት ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ
ስለዝኾነ'ዉን ኣብ ዙ ዓዉዲ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ሰብ ሞያ ክትጫረቱ ትደልዩ ድርጅት ( ዉልቀ-ሰብ ) ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቐ/ወያነ ህንፃ ብሎክ ረ /5/ 2 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ -217 ኣብ ዝርከብ ናይ ማሕበርና ቢሮ ካብ ዕለት 24-10-2016 ዓ.ም 01-11-2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ እናመፃእኹም ክትወስዱን መሊእኹም ክተቕርቡን ንዕድም ፡፡