ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ለዝ ጨረታ

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ ስለዘውፃእና ካብ ዕለት 11/10/2016ዓ/ም እስካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ኣብ ከይዲ ስራሕ እቶት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ዘይምለስ ብር 600/ሽዱሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምሓዝ ሰነድ ንክትገዝኡ እናዓደምና ኣብቲ ሰነድ ዘይተረደኣኩም እንተሃልዩ ኣብ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ሓበሬታ ንክትወስዱ ነተሓሳስብ።

ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s