ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምምሕዳር ህንፃ ብርኪ ብ GC 6 ን BC 6ን ኣብ ከተማ መቀለ ናይ መለስ አካዳሚ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4ን ብ GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 1, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
- ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
- ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትን
- ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ Â ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
- መረዳእታ መቀረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ
- Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
- ኩሎም ተጫረቲ ካብ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ግንቦት 3 2008 ዘይምለስ ቅርሺ ንህንፃ ምምሕዳር ራያ ዓዘቦ 200 ቅርሺ ንህንፃ መለስ አካዳሚ ሳልሳይ ብርኪ ፕሮጀክት 300 ቅርሺብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል