ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ በቲ ዓዉዲ ዝተመዝገብኩም መቅረብቲ ንጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጥቃ ዓዲ ሽንዱሑን ታክሲ መዕረፊ ልዕል ኢልኩም አብ ዘሎ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትገዝኡ ናሓበርና እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 እምትኮን በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0348402160
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ