ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤተ ፅሕፈት አገልጋሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትልን ካልኣት ደቀቅተን ኣናእሽተይ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2016 11:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ዘፈረኩም ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወይ ኣብ  ፊደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋ ንብረትን ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበን

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርብ ፡ መለለይቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታካበ ዝወፀሉ ዕለት 9/9/2016 ዓም ክሳብ 18/9/2016 ዓም ሰዓተ 11፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘለዎ ስራሕ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ ከፍሊ 3-19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344406451

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s