ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኢንተርኔት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

ን2ይ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኢንተርኔት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት ዐ7/09/2016 ዓ/ም -12/09/2016 ዓ/ም ይከውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 12/09/2016ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን∶:

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ።

ጨረታ መደብ

s