ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 35035 | 1 | Crank shaft | 13401-54100 | pcs | 1 | chassis LN1060149387 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
- ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክመፅእ ኣለዎ።
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት06/9/2016 –08/9/2016ዓ/ም እዩ።
- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 09/9/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን ።
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል። ምስ ሰላምታ