ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሎትሓደ ወንበር ተምሃራይ ማለትዉን ኮምፖዉንድ ዴስክ ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ኣይቲን ኤለክትሮኒክስን አቀሑት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
- መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን
- ተወሳኪ እሴት ዝተመዝገበ
- ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረ ንሎትሓዳ አብ 45 መዓልቲ ንሎት ክልተ ኣብ 45 መዓልቲ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ንብረት ዕቀባ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረክብ ክከዉን አለዎ
- ተጫራታይ ዘይምለስ ንሎትሓደ 50 ቅርሺ ንሎት ክልተ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 21 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ብምዉሳድ ዋጋ ዝገልፅ ሰነድ ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ 1ይ ደብሪ ፈፃሚ ዕደጋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል
- እቲ ጨረታ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:45 ተዓሺጉÂ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕደጋ ይክፈት
- እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477 ወይድማ ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል