ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ተሽከርክርቲ መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመትን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ግልፂ ጨረታ ይከዉን
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርተፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ቫት ምዝገባ ከቅርብ ዝክእል
2 ንናይ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ኣብ ዓዲግራት ደም ባንኪ ግልጋሎት ካብ ዕለት 18/8/2016 ዓም ናብ ዕደጋ ክፍሊ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ዓዲግራት ደም ባንኪ ግልጋሎት ዕለት 2/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይከዉን
4 ዝምለስ ናይ ሕድሕድሕ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ 500 ጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5 ናይ ጨረታ ደኩመንት ብፖስታ ዝተዓሸገ ኦርጅናልን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ መሊእኩምን ክሳብ ዕለት 2/9/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል
6 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዘለዎ ናይ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 09526866975 0911710282