ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ት.እ.ም.ት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮምፑዩተራትን ፕሪንተራትን ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ት.እ.ም.ት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮምፑዩተራትን ፕሪንተራትን ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ናይ ቫትን ተርን ኦቨር ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾንኩምን ናይ ኤሌክትሮኒክስን ተዛመድቲ ኣቑሑትን ንምቕራብ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ናይቲ ዝድለ ዓይነት ኮምፑዩተራትን ፕሪንተራትን ዝርዝር መግለፂ/ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምኸፋል ካብ ዕለት 26 መጋቢት 2016 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተኸታተልቲ 20 መዓልቲታት ካብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ እስካብ 16 ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ናይ ቐትሪ ክትውዳደሩ ንዕድም፡፡
መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ዝርከብ
ት.እ.ም.ት ጉና ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 112
ስ.ቑፅሪ 0342409723/ 0914001514