ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 2 /2016 ዙር ጨረታ 02 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ካዳሰተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 2 ፕላን ንኬጂ : 46 ፕሎት ንትካል ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅመቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 2/8/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ቀትሪ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብኣክል ብምቅራብ ዘይምለስ 2500 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ እናሐበረ

2 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 2/8/2016 ሰዓት 11:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 3/8/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ካዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬት ምሕዳራን ዝርከብ ኣደራሽ 4ይ ደብሪ ይክፈት  

3 ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝረኣየሉ 25/7/2016 ሰዓት ከምእዉን 1/8/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ብምርከብ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344442275

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s