ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መግቢ ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከተወደማ ትይሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መግቢ ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከተወደማ ትይሊ
ተጫረቲ ዘማልእዎ ዝግበኣኩም ረቃሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።
2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ) -
3.ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::
4. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት19/07/2016ዓ/ም 24/07/2016 ዓ/ም ይከውን
5. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ::
6. ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::
7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት ላይ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት24/07/2016ዓ/ም ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን:
8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::