አብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት አገልግሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ትካልን ካብኔን ሴክራታሪያትን አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 27/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 27/7/2016 ዓም ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግዲኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት : ወይ ኣበ ፌደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋን መረዳእታን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ : መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 27/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ሰነድ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451