ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ፈርኒቸርን : ኤሌክትሮኒክስንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 17, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
bidding: search status closed
1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም : መረዳእታ መቅረባየነት ዝሐዘን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
2 ናይ ወርሒ ታሐሳስ 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ
4 ጨረታ መከበሪ ን ፈረኒቸር 20000 / ዒስራ ሽሕ ብር/ : ንናዉቲ ኤሌክትሮኒከስ 4000 /ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
7 እዚ ጨረታ ዕለት 27/7/2016 ዓም ቅ/ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንበረትን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932201817 / 0914035127