ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2016 5:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 4, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | Part no | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ኖዝል ኣሰይ | Greely | ቁፅሪ | 04 | ||
2 | ስፓርክ ፕላግ | Greely | ቁፅሪ | 04 | ||
3 | ፊልድ ታንክ ፊልተር | Greely | ቁፅሪ | 01 | ||
4 | ኢንጅን ኦይል | 20 W50 Total | ጋሎን | 02 | በዓል 4ተ ሊትር | |
5 | ዲፈረሻል ኦይል | Total 80 W90 | ጋሎን | 02 | በዓል 4ተ ሊትር | |
6 | ቤሪንግ ስፒንድል | 16001- 0129B | ቁፅሪ | 02 | ||
7 | ፍሮንት ዲስክ | Greely | ቁፅሪ | 02 |
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ
2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ኣብቲ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ምቅያር ወይ ምስራዝ ኣይከኣልን
4 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 4/7/2016 ዓም እስካብ 9/7/2016 ዓም እስካብ ሰዓት 5:00 ናይ ንጉሆ
5 ሰነድ መረከቢ ቦታ ኣብ ቤት ምክሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቀለ ዕለት 9/7/2016 ዓም ሰዓት 5:00
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 9/7/2016 ዓም ሰዓት 5:00
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914242030 / 0991937501 / 0914747125